Duration 13:52

Tour du Rwanda 2020 Stage 5

68 721 watched
0
1.2 K
Published 27 Feb 2020

Tour du Rwanda 2020 Stage 5 ጎባልል ዓለም ጥምጥም ምስ ደቂ ኤረይ ውድድር ንኽዛዘም ካብ 1 ኪሎሜተር ጀሚሩ ኣብ ሞንጎ ተቐዳደምትናን ጎባልል ዓለምን ዝተገብረ ሓያል ጥምጥም ኮሎምብያዊ ተቐዳዳማይ ጆናታን ሬስትረፖ ዕዉት 5ይ መድረኽ ዙር ርዋንዳ 2020 ኮይኑ፡ ኤርትራዊ ናትናኤል ተስፋጽየን ብጫ ማልያ ዓቒቡ፡፡ ናትናኤልን ሄኖክን ኣብዛ መድረኽ ተመራሪሖም 3ይን 4ይን ተርታ ሒዞም፡፡ ቢንያም ግርማይ ድማ 6ይ ተርታ ሒዙ። ኣብ ብጫ ማልያ ዝመጸ ለውጢ የለን፣ ናትናኤል ተስፋጽየን ብ2፡11 ደቒቅ ፍልልይ መሪሕነቱ ዓቂቡ ናብ 6ይ መድረኽ ክኣቱ ኢዩ፡፡ One Heart Sport - Digital Media distribution and promotion. Latest Movie, Music, Comedy Drama Sport, News || ሓደሽቲ ቪድዮ ንምርኣይ ሰብስክራይብ ግበሩ:: For More Video Please SUBSCRIBE Here /user/65tes?sub ... /user/65tes https://www.facebook.com/TesEntertain ... © 2020 Copyright: One Heart

Category

Show more

Comments - 131